IRROB.ORG

Start here

ኢሮብ ዋረ’ 30-04-2012 ኢ.ሎ

Modern Education System in Ethiopia-When & Where?

NEWS DW TV ዜና ምስዮት ሰዓት

የሀይማኖት አባቶቹ የእንኳን አደረሳችሁ መልዕክት

#ትግራይ_ቲቪ ዜና

Nativity.jpg

#ትግራይ_ቲቪ፡ዜና ትግርኛ ምሸት

#ትግራይ_ቲቪ፡ዜና ትግርኛ ምሸት

ዓለም ዘይበፅሖ ሕበእ ሚስጥር ዝሓዘት ከተማ ትግራይ (Asser Tegaru)

#ትግራይ_ቲቪ፡ዜና ትግርኛ ምሸት

ኢሮብ ዋረ’ 23-04-2012 ኢ.ሎ

ዜና ቢዝነስ ምሸት ስዓት (#ትግራይ_ቲቪ)

ኢቲቪ 57 ምሽት 2 ሰዓት አማርኛ ዜና

ህዝባዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ትግራይ ቀደማይ ክፋል (DW TV)

DW TV ሓደርኪ ትግራይ ድምፂ ወያ

#ትግራይ_ቲቪ፡ አማርኛ ዜና ምሽት

Pope Francis Holy Mass for the Solemnity of Mary Mother of God 2020-01-01

HAPPY NEW YEAR 2020!

ዓፋር ከ ቲግራይ ጎ~ሪና

DW TV ሓደርኪ ትግራይ ድምፂ ወያነ

Tigray TV Latest News

ኢሮብ ዋረ’ 18-04-2012 ኢ.ሎ

Tigray TV News Reports

ኢሮብ ዋረ’ 16-04-2012 ኢ.ሎ

ኢቲቪ 4 ማዕዘን የቀን 6 ሰዓት አማርኛ ዜና

NEWS DW TV ዜና ምስዮት

የኢትዮጵያ የሃይማኖት ተቋማት ጉባኤ መግለጫ|etv

News from Ethiopia (EBC)

NEWS DW TV ዜና ሰዓት 6፡30 ድምፂ ወያነ

Special Message to Irob Diaspora

ሓፅር መልእክተይ
==========
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን እሮበቶት ኣብ ዘሎኩም ሃልኩም ከምእትዕዘቡዎ ህልው ኩነታት ሃገርና ክልልናን ከምኡውን ብሔረሰብና ኢሮብ ዘሰክፍ ኮይኑ ከምዘሎ ግልፂ እዩ። ንሕና ከም እሮበቶት ብፍላይ ብተፈላለየ መንገዲ ዕድል ረክብና ካብቲ ከባቢ ወፅእና ቁሩብ ዝሓሸ ነብራ እንነብር ሰባት ኣብዚ ፅንኩር እዋን ብሔረሰብና ካብ ጥፍኣት ንምድሓን ነፍስወከፍ በቢዓቅሙ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ናይ ሞራል ሓላፍነት ከምዘሎዎ ኮይኑ ይስማዓኒ። ኣነ ብወገንይ ንዙይ ይሕግዝ እዩ እለ ዝሓስቦ ሓፅር ርእቶ:-

1. ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ብዝተፈላለየ ምክንያታት ተበታትኑ ዘሎ ሓሳባትና ምእንቲ ጥቅሚ ሕዝብና ክንብል ዝኾነ ይኩን መስዋእቲ ከፍልካ ናብ ሓደ ምጥርናፍን ብሓደ ደው ምባልን። ንዙ ዝሕግዘና ከዓ ብደረጃ ብሔረሰብ ኢሮብ ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረከባ ክልተ ማሕበራት:-
ሀ. ማሕበር ልምዓት ኢሮብን
ለ. ንጥብቅና ሕዝቢ ኢሮብ ዝቆመ ሲቪክ ማሕበር(Irob Advocacy Association) ስለዘለውና ብኣተን ኣብልካ ምጥርናፍ።

2. ኣብ ውሽጢ እዘን ማሓብራት ይኩን ብተፈላለየ ካልእ መንገዲ ዝከፋፍሉና ዝኮነ ይኩን ሓሳባትን ተግባራትን ከምዘለዉ ኮይኖም እንተተሰሚዑና ብግልፂ ንምምይያጥ ስንድዋት ምኳንን ንዝከፋፍለና ዝኮነ ይኩን ነገር ዕድል ዘይምሃብ። እቲ ሓሳባት ምቅይያር ከዓ ኩሉ ግዜ ምክንያትዊን መምሃራይ ክኸውን ምፅዓር።

ኣብ መወዳእታ ብዛዕባ እዚ ብዕልት 28-12-2019 ንፈለማ ግዘ ኣብ ኣውሮጳ(ፍራንክፈርት) ንመፋለጢ ኢሮበቶት ተባህሉ ተፀዊዑ ዘሎ ኣኼባ ታሪካዊን ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝሃብኩዎ ሓሳብ ኣዝዩ ዘጠናክር ኮይኑ ይስማዓኒ። ብተውሳኺ ከዓ ኣብዚ ዘለናሉ ናይ ምዕራብ ዓለም ብብዝሒ እንተተወድብካ ካልእ ብዙሕ ጥቅምታት ክትረክብ ትኽእል እኻ። ስለዚ እዚ ኣኬባ ብብዙሕ መልክዕ ጠቃሚ ስለዝኾነ ብዝከኣል ኩሉ ክሳተፍን ክፋለጥን ንቀፃላይ ንጥቅምናን ንጥቅሚ ሕዝብናን ሓብርና ንምስራሕ ኣቅጣጫ ዝሕብር ኮይኑ ይረኣየኒ።
ሓደ ሓደ ስክፍታት ይስማዑ እዮም ግን ግልፂ ዘይኮነልካ ነገራት ቀርብካ ብግልፂ ሓሳብካ ምሃብ እዩ`በር ብደፈና ምርሓቅ ጥቅሚ የይብሉን።

ብዝተረፈ ንኩልካትኩም ኣብ ዘሎኩም ሃልኩም ዝተባረከን ዝተቅደሰን ልደት እቲ ናይ ሰላም ንጉስ ዝኾነ መድሓንና ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እምኒይልኩም።

ሓውኩም ኣባ ተስፋይ ዝግታ

#ትግራይ_ቲቪ፡ ሓብሓ~በ መዐ ካሎ

Christmas Celebration at Saint Peter’s Basilica in Rome

#ትግራይ_ቲቪ፡ዜና ትግርኛ ምሸት ስዓት 01፡00 ታሕሳስ 12-2012ዓ/ም

መልእኽቲ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ መድረኽ ቴሌቶን ማሕበር ልምዓት ትግራይ(DW TV)

ኢሮብ ዋረ’ 11/04/ 2012 ኢ ሎ

ኢቲቪ የቀን 7 ሰዓት አማርኛ ዜና

ኢሮብ ዋረ’ 09 / 04/ 2012 ኢ ሎ

ስራሕቲ 30 ዓመታት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝድህስስ ሰነዳዊ ምድላው ካልኣይ ክፋል| Documentary |

%d bloggers like this: