IRROB.ORG

Home » Border Issues

Border Issues

Image may contain: fire and outdoorህዝቢ ኢሮብ ንኢትዮጵያን ንትግራይን ልዕሊ ማንም ከምዝሕለቕን ከምዝሑሉን ብዝተፈላለየ ታርክ ኣጋጣሚ ገልፁ እዩ:: ካሊኦት ድምፅ ኣብ ዘይስምዕሉ ግዜ እውን ህዝቢ ኢሮብ ኢምቢ ንውዕሊ ኣልጀርስ እሉ እዩ:: ህዝቢ ኢሮብ ንውዕሊ ኣልጀርስ ካብ መጀመርያ ዝተቃወመ ህዝቢ እዩ:: ብ1995 ዓ.ም ዝተመልመሉ ካድሬታት ብዛዕባ ውዕሊ ኣልጀርስ ንህዝቢ ከእምኑ ናብ ህዝቢ ኢሮብ ምስተልኣኹ እቲ ገባር ኢሮብ ብረቱ ኣዐምሩ ካብ ገፀይ ረሓቕ ከዳዕ ካድረ ሓላዊ ውዕሎ ኣበል እሉ ምስተልዓለ ምድረ-ሰማይ ተናዊፁ ካድረ ዓቕሉ ፀበቦ::

ቁጣዐ ህዝቢ ኢሮብ ካብ ሃገር ሓሊፉ ክሻብ ዘ-ሄግ ናብ ዓለምኣቀፍ ቤት ፍርድ በፅሑ:: ንዙይ ሓያል ተቃውሞ ህዝቢ ዝረኣዩ ፖሊትከኛታት ካሊእ ዕድመ ስልጣኖም ዘናውሕ በዓል 5 ነጥቢ ቅዋም ኣውፂኦም:: ኮይኑ ግን ኣብ ስምምዕ ኣልጀርስ ብዘይ ምንም ይግበአንን ቅድመ ኩነትን ፍርዲ ክንቅበልእና ዝብል ፌርማ ብቐትሪ ፈሪሞም ነይሮም እዮም:: እዚ ኩሉ ኣሽካዕላል ዝተረድኡ ግዱሳት ኢሮብ ተቀማጦ ኤውሮጳን ኤመሪካን ናብ ዝምልከቶ ዓለም-ኣቀፍ ፍትሒ ትካላት ኩሎም ብኣካልን ብፅሑፍን ርክብ ገይሮም:: ሐዚ እውን ይቅፅል ኣሎ::

እዚ ኩሉ ላዕሊን ታሕትን ዘርእየና ኢሮበታይ ንትግራይን ንኢትዮጵያን ካብባዕሉ ንላዕሊ ዝኣምነሎም ካሊእ ኣካል ከምዘየለ እዩ::
ህዝቢ ኢሮብ ንቶም ኢትዮጵያ ወክሎም ውዕሊ ኣልጀርስ ናይ ዝፈረሙ ውልቀሰባት ዜግነት ይጠራጠር እዩ:: ግንቦት 29; 2011 ዘቃፀልናዮ ካርታ ውፂኢት ውዕሊ ኣልጀርስ እዩ:: ንውዕሊ ኣልጀርስ ኢምቢ እልናዮ!!! ንቶም ለቐምቲ ተረፍን ዱዱዓትን እቲ ሓቂ ኣርእናዮም:: ንሳቶም እታ ካርታ ንቱሪዝም ጥራሕ እዩ ይብሉና ነበሩ:: ምስተቃፀለ ኸ እንታይ በሉ? (Source: Syum John Facebook)

 


Are Irobs satisfied with the answer of the Prime Minister of Ethiopia?

Image result for eebc border demarcation map...

Image result for eebc border demarcation map...

Screenshot_of_Dawhan Town in_Erob Woreda

DawhanTown-Erob-Woreda

Screenshot_of Alitena_Erob_Woreda_Tigray

screenshotofAlitena-Erob1_20180908_200327

Image result for Tigray detail Map in Ethiopia...

 

Decision regarding delimitation of the border between Eritrea and Ethiopia.

http://legal.un.org/riaa/cases/vol_XXV/83-195.pdf

Eritrea – Ethiopia Boundary Commission

%d bloggers like this: