Highly Disputed Controversial Borders of the Irobland on the Google Satellite Map
Irob Minority Ethnic Society has the full right to their territorial integrity for their survival! They are descendants of one tribal chieftain, Soumme son of Woredemehret! And they have the right not to be divided! The Algiers Commission never consulted the Irob people’s will or studied about their historical background before splitting them into two rival and hostile nations!
የዓዲግራት ከተማ የኢሮብ ብሄረሰብ ነዋሪዎች ትልቁና ታሪካዊ ስብሰባ ኣደረጉ። የስብሰባው ዋና ዓላማ በቅርቡ የኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ ስራ ኣስፈፃሚ ኮሚቴ የኣልጀርስ ስምምነት ሙሉ በሙሉ መቀበሉን #በመቃወም ነው። የኢትዮጵያ መንግስት ይህን ስምምነት ተቀብሎ ተግባራዊ የሚያደርግ ከሆነ የኢሮብ ህዝብ በሁለት ይከፍላል፤ በሁለት የተከፈለ እንደሆነ ብሄረሰቡ እንደ ብሄረሰብ መቀጠል ኣይችልም።
ሰለዚህ በስብሰባ የተወሰነ ውሳኔ፦
– የኣልጀርስ ስምምነት ብሄረሰቡን የሚያጠፋ በመሆኑ የኢሮብ ህዝብ ኣይቀበሎውም
– በማንኛውም ታርክ ዘመን የኢሮብ ህዝብ የኤርትራ ኣካል ሆኖ ኣያውቅም
– ኢትዮጵያዊ ዜግነት ኢሮብ ህዝብ በደሙና በተፈጥሮ ያገኘው እንጂ በፖሊቲካ ውሳኔ ኣይደለም፤ በመሆኑ የኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ ስራ ኣስፈፃሚ ኮሚቴ የውሳኔውን እንደገና ማየት እንዳለበት ኣሳስቧል
– በከተማ ደረጃ 9 ኣባላት ያለው ኣስተባባሪ ኮሚቴ በማቋቋም ሰብስበው ተጠናቀቀ
ህዝቢ ኢሮብ ንኢትዮጵያን ንትግራይን ልዕሊ ማንም ከምዝሕለቕን ከምዝሑሉን ብዝተፈላለየ ታርክ ኣጋጣሚ ገልፁ እዩ:: ካሊኦት ድምፅ ኣብ ዘይስምዕሉ ግዜ እውን ህዝቢ ኢሮብ ኢምቢ ንውዕሊ ኣልጀርስ እሉ እዩ:: ህዝቢ ኢሮብ ንውዕሊ ኣልጀርስ ካብ መጀመርያ ዝተቃወመ ህዝቢ እዩ:: ብ1995 ዓ.ም ዝተመልመሉ ካድሬታት ብዛዕባ ውዕሊ ኣልጀርስ ንህዝቢ ከእምኑ ናብ ህዝቢ ኢሮብ ምስተልኣኹ እቲ ገባር ኢሮብ ብረቱ ኣዐምሩ ካብ ገፀይ ረሓቕ ከዳዕ ካድረ ሓላዊ ውዕሎ ኣበል እሉ ምስተልዓለ ምድረ-ሰማይ ተናዊፁ ካድረ ዓቕሉ ፀበቦ::
ቁጣዐ ህዝቢ ኢሮብ ካብ ሃገር ሓሊፉ ክሻብ ዘ-ሄግ ናብ ዓለምኣቀፍ ቤት ፍርድ በፅሑ:: ንዙይ ሓያል ተቃውሞ ህዝቢ ዝረኣዩ ፖሊትከኛታት ካሊእ ዕድመ ስልጣኖም ዘናውሕ በዓል 5 ነጥቢ ቅዋም ኣውፂኦም:: ኮይኑ ግን ኣብ ስምምዕ ኣልጀርስ ብዘይ ምንም ይግበአንን ቅድመ ኩነትን ፍርዲ ክንቅበልእና ዝብል ፌርማ ብቐትሪ ፈሪሞም ነይሮም እዮም:: እዚ ኩሉ ኣሽካዕላል ዝተረድኡ ግዱሳት ኢሮብ ተቀማጦ ኤውሮጳን ኤመሪካን ናብ ዝምልከቶ ዓለም-ኣቀፍ ፍትሒ ትካላት ኩሎም ብኣካልን ብፅሑፍን ርክብ ገይሮም:: ሐዚ እውን ይቅፅል ኣሎ::
እዚ ኩሉ ላዕሊን ታሕትን ዘርእየና ኢሮበታይ ንትግራይን ንኢትዮጵያን ካብባዕሉ ንላዕሊ ዝኣምነሎም ካሊእ ኣካል ከምዘየለ እዩ::
ህዝቢ ኢሮብ ንቶም ኢትዮጵያ ወክሎም ውዕሊ ኣልጀርስ ናይ ዝፈረሙ ውልቀሰባት ዜግነት ይጠራጠር እዩ:: ግንቦት 29; 2011 ዘቃፀልናዮ ካርታ ውፂኢት ውዕሊ ኣልጀርስ እዩ:: ንውዕሊ ኣልጀርስ ኢምቢ እልናዮ!!! ንቶም ለቐምቲ ተረፍን ዱዱዓትን እቲ ሓቂ ኣርእናዮም:: ንሳቶም እታ ካርታ ንቱሪዝም ጥራሕ እዩ ይብሉና ነበሩ:: ምስተቃፀለ ኸ እንታይ በሉ? (Source: Syum John Facebook)
Are Irobs satisfied with the answer of the Prime Minister of Ethiopia?
Screenshot_of_Dawhan Town in_Erob Woreda
Screenshot_of Alitena_Erob_Woreda_Tigray
-
በአዲግራት ከተማ ነዋሪዎች ኢህአዴግ በኢትዮ-ኤርትራ ጉዳይ ላይ ያሳለፈውን ውሳኔ በመቃወም ሰለማዊ ሰልፍ አካሄዱ (Ben)
-
TPLF CC endorsed the EPRDF Executive Committee decision to accept Algiers agreement without any condition.
TPLF Press Release
Decision regarding delimitation of the border between Eritrea and Ethiopia.
http://legal.un.org/riaa/cases/vol_XXV/83-195.pdf
Eritrea – Ethiopia Boundary Commission
Eritrea – Ethiopia Boundary Commission – The Hague Justice …
http://www.haguejusticeportal.net/Docs/PCA/Ethiopia-Eritrea%20Boundary%20Commission/Decision_13-4-2002.pdfMap 14 International Boundary between the State of Eritrea and the Federal Democratic Republic of Ethiopia,. Central Sector (from the Belesa to the headwater.