IRROB.ORG

Home » News » ኢኣኣ – ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን

ኢኣኣ – ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን

EBC English Evening News

ANDM -Endurance & Renewal- London NOV 2016 (Source: Ethiopian Embassy-UK )

Tigrai Tv: ወከልቲ ኣምሓራ ናብ ትግራይ መፂኦም ኣብ ጉዳይ ተጋሩ ተመዛበልቲ ጎንደር ዝገበርዎ ዘተ

Ethio-UK Relations London Oct 2016 (Ethiopian EmbassyUK)

ኢትዮጵያ ከእጃችን አምልጣለች ግብፅ (Ethiopia Prosperous)

Ethio-Somali’s in the UK defending Federalism

Tigrai Tv: ኢድ ኣእታውነት ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ

The following video reports are clear evidences how much Egypt is meddling in Ethiopia’s internal political affairs for her own interest in the waters of the Blue Nile. Ethiopia is not that stupid not to know her own internal and external enemies that are prepared to dismantle her history and national integrity! EGYPT, HANDS OFF ETHIOPIA!!!

BIBLICAL PROPHESY:
“A sword shall come on Egypt, and anguish shall be in Ethiopia, when the slain shall fall in Egypt; and they shall take away her multitude, and her foundations shall be broken down…” (Ezekiel 30:4).

The Grand Ethiopian Renaissance Dam (Videos)

Documentary – The Longest Dam In Africa – Tekeze

<a target=”_blank” href=”https://bits2u.com/?ref=144481″><img src=”https://bits2u.com/images/banners/3/banner_120x600.jpg” width=”120″ height=”600″ border=”0″ alt=”Bits2u” /></a>

Pope Francis in Georgia – Visit to the Patriarch Ilia II

GIBE DAM III

PM Netanyahu Speaks Before the Ethiopian Parliament on July 7, 2016

Ethiopia elected to serve UN Security Council – HahuDaily News

New Hawzen Martyrs’ Memorial Technical School Built (Source: TV Tigrai)

Vociferous Eritreans Demonstrate in Geneva on June 23, 2016

Commission of Inquiry on Eritrea – Press Conference (Geneva, 8 June 2016)

#EBC አዲስ አበባ እየፈካች ያለች ውብ ከተማ !…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

#EBCየትምህርት ተደራሽነት እና ግንቦት 20…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

#EBCገፀ – በረከት…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

ምህዋር ……… የካቲት 19 2008 ዓ.ም

Selected Video News from Ethiopian Reporter TV (English)

amzn_assoc_ad_type = “link_enhancement_widget”;
amzn_assoc_tracking_id = “aidafocom-20“;
amzn_assoc_linkid = “22VU5MTGKJUPUDYX“;
amzn_assoc_placement = “”;
amzn_assoc_marketplace = “amazon”;
amzn_assoc_region = “US”;

http://span%20id=

How the 41st Anniversary of Lekatit 11 Was Celebrated in Washington DC (USA) (Source: Birhane Abay)

Blind and hateful politics and racial/tribal bigotries of Ethiopian political movements won’t benefit Ethiopia… It would probably lead the country to another worse catastrophic political chaos and bloodshed like to the ones we had been witnessing in the neighboring Somalia and the South Sudan which had caused tremendous loss of lives and human sufferings for decades…! Ethiopia needs not ongoing wars and conflicts but rather political stability and economic and technological developments for its peoples that had suffered for so a longtime from a chronic poverty and developmental and technological backwardness!

Center for Strategic & International Studies Held Panel Discussions On Sustaining Ethiopia’s Progress in Health (Source: CSIS)

Diaspora Policy Panel – London Ethiopian Embassy 2016 (Source: Ethiopian EmbassyUK )

Tigray State Conference 2016 on Good Governance (Source: Tigrai TV)

Virtual Visit to Mekelle City, Tigray (Ethiopia) in 2015 (Source: tigray.net)

Two Countries One Economy

Agame Cultural Song by Sofia

Discussion on the the outcome of the National Good Governance Study – Part 1 & 2 (Source: Ethiopian Embassy Washington D.C.)

Vehicle industry flourishes in Ethiopia (Source: NTVUganda)

Ethiopian Industrial Park – Ethio-Chinese Project (Source: (UTNA.Org)

Ethiopian Development Endeavour-London 2015 (Source: Ethiopian Embassy UK)

Why Eritrea’s children are fleeing to Ethiopia?

Ethiopia in History Documentaries

Ethiopia Land of Tomorrow

Mekelle The Northern Star

Video-Music Play about Rising Mekelle

Irob-Related Videos

Follow Blog via Email

Enter your email address to follow this blog and receive notifications of new posts by email.

Join 31 other subscribers

Start here

ኢኣኣ – ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን ሕጋዊ ሰውነትን ናይ ስራሕ ፍቓድን ካብዝርክብ እንሆ ትማሊ ሓምለ 16፣2012 ዓ.ም ሓደ ዓመት መልኡ።
ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን ዝተመስረተሉ ድምፅ ህዝቢ ናይ ምዃን ዓላማኡ ናብ ተግባር ናይ ምልዋጥ ምንቅስቃሳት እኳ እንተገበረ ብዝነበረ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ምክንያት ብዙሕ ነገር ብምስትብሃልን ብምርግጋዕን ክሰርሕ ከምዘለዎ ብምእማን ብመሰረት ዓመታዊ ትልሙ ክኸይድ አይከኣለን። መንግስታት ክልልን ፌደራልን ብዝነበሮም ፖለቲካዊ ዘይምቅዳው ስዕቡ ዝተፈጠሩ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ኩነታት ኣብ ዕለታዊ ንጥፈታት ኣኣኣ ርኡይ ተፅዕኖ ብምፍጣሩ፤ ኢኣኣ ዕላማታቱን እንታይነቱን ንዝተመስረተሉ ማሕበረሰብ ብምሉእነት ከፋልጥ ኣይከኣለን። ስለዝኾነ ድማ ኢኣኣ ዓመታዊ ትልሙ ከልሱ ብምርኣይ “ሕገመንግስቲ ይከበር” ብዝብል ቴማ ኣብ መላእ ከባቢታት ክልልና ዝካየድ ዝነበረ ካብ ጥቅምት ጀሚሩ ክሻብ ሕዳር ዝነበሩ ህዝባዊ ሰልፍታት ምስ ሓለፉ ኢኣኣ ሕዳር 3፣ 2012 ዓ.ም ኣብ ሆቴል “ኖርዘርን ስታር” መቐለ ንሚዲያታት ዕላዊ መግለፂ ብምሃብ ንመጀመሪያ ግዘ ዝተመስረተሉ ዓላማታት ናብ ህዝቢ ብሚዲያ ገልፁ፤ ብምቕፃል ኣብ ባይታ ምስ ህዝቢ ብምርኻብ ህዝባዊ መድረኻት ምድላው ዝተለመ እንትኾውን ኣብ ሞንጎ ንኣስታት ክልተ ወርሒ ዝተኸበረ ፅንብል 11 ለካቲት መበል 45 ዓመት ስለዘርከበ ንኽልተ ወርሒ ተፀቢዩ ልክዕ በዓል 11 ሓደ ለካቲት ምስ ሓለፈ ምስ ተወለድቲ ኢሮብ ነበርቲ ከተማ መቐለ ናይ መጀመሪያ ህዝባዊ መድረኽ ኣሳልጡ፤ ብምቕፃል ኣብ ዓዲግራት ኣካይዱ። ድሕሪ ናይ ዓዲግራት መድረኽ ትልሚ ዝነበረ ናብ ወረዳ ኢሮብ እዩ ነይሩ። ብመሰረት ትልሚ ኢኣኣ እቲ ናይ ወረዳ ኢሮብ መድረኽ ክልተ ክፋል ነይሩዎ፦
➤ መጀመሪያ ምስ ካብኔ (ምስ ሓለፍቲ) እቲ ወረዳ መድረክ ዘተ ምግባር
➤ ካልኣይ ካብ ሕድሕድ ጣቢያ ምስ ተወፃፅኡ ተወከልት ዓበይት ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ምፍላጥን መድረክ ዘተ ምግባርን እዩ ነይሩ።
ይኹን እምበር፦
ኣብ ሃገርና መጋቢት 4፣2012 ዓ.ም ብዝተርኣየ ሕማም ኮሮና ስዕቡ ብደረጃ ሃገር ኮነ ክልል ዝወፁ ናይ ህፁፅ እዋን ኣዋጃትን ባህሪ እቲ ሕማም ህዝባዊ ኣኼባታት ዝፈቐዱ ስለዘይነበሩ ስራሕ ፈፃሚ ኮሚቴ ኢኣኣ እቶም ናይ ህዝቢ መድረኻት ናብ ዘይተወሰነ ጊዘ ክመሓላለፍ ብምግባር ምስ መዳርግቱ ኣካላት(ምምሕዳር ወረዳ ኢሮብን ልምዓት ማሕበር ኢሮብን) ብምዃን ኣብ ደገ ኮነ ውሽጥ ዓዲ ዝነብር ኢሮበታይ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ንህዝቢ ኢሮብ ካብ ሕማም ኮሮና ናይ ምክልካል ስራሓውቲ ንኽሕግዝን ንኽድግፍን ፃዊዕት ብምግባሩ ዳርጋ ኩሉ ኢሮበታይ ብዝመረፆ ውዳበን ውልቀን ዝኸኣሎ መጠን ብምሕጋዙ ሞራላዊ ግዴታኡ ተዋፅዩ እዩ፤ ሐዚ እውን ይቕፅለሉ ኣሎ።
ኢኣኣ ጎናጎኒ መኸተ ኮሮና መናእሰይ ኢሮብ ብናይ ባዕሎም ነፃ ድሌት ብዘይ ማንም ካልእ ቅስቀሳን ድፍኢትን ንሰሙን ምሉእ ዝዘከሩዎ “ዝኽረ ዕጡቓት ሰንበት” ዝተወሰነ ናይ ቲ-ሽርቲ ሓገዝ ገይሩ፤ እዙይ ድማ “ህዝቢ ኢሮብ ባህሉ፣ ማንነቱ፣ ታርኹን ቅርሱን ኣብ ምዕቃብን ምፍላጥን ዝገብሮ ፃዕሪ ምድጋፍ” ዝብል ዕላማ ኢኣኣ መሰረት ብምግባር እዩ።
እቲ ሓቂ እዙይ እናሃለወ፦
ገልኦም ብፍላጥ ገልኦም እኹል፣ ተመጣጣኒን እዋናዊን ሓብረታ ብዘይ ምርካቦም ሽም ኢኣኣ ኣብ ምፅላምን ምጥፋእን ይውዕሉ ከምዘለው ይፍለጥ። እዙይ ንምንታይ ኮነ? ሽም ኢኣኣ ንምፅላም ንምንታይ ተደለዩ? ንምንታይ ንዘይ ጠፍእ ኢኣኣ ንምጥፋእ ተሃቅኑ?
እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ሕቶታት ክምለሱ ዝኽእሉ ዝስዕቡ ሕቶታት ብምምላስ እዩ።
➤ ሓድነት ህዝቢ ብምጥንኻር ንሃለዋትን ድሕነትን ህዝቢ ኢሮብ ዝሰርሕ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ መን ንምንታይ ይፅላእ?
➤ ህዝቢን መሬትን ኢሮብ ከይምቀል፣ ህዝቢ ኢሮብ እቱ ክቡር መንነቱ ከይምንጠል ቆቃሕ ኮይኑ ለይትን ቀትርን ጂኦ-ፖለቲካዊ ሽርሕታት ኣብ ልዕሊ ዝከታተል ድርጅት ንምንታይ ሽም ናይ ምጥፋእ ዘመተ ይግበር?
ስለዙይ ሕድሕድና ነን ርእስና ሕቶታት ብሕቶታት ብምምላስ እቱ ዝተሓብአ ሓቂ ንረዳኣዮ።
ኮይኑ ግና፦
ሰኣን እኹል ሓብረታ ሽም ሲቪል ማሕበረሰብ ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን ዘፅልሙ ውልቀሰባት ብዝምልከት ሓላፊነት ክወስዱ ዘለዎም ኣባላትን ኣመራርሓን ኢኣኣ እዮም። ምክንያቱም ዕለማታትን እንታይነትን ኢኣኣ ናብ ኩሉ ክበፅሕን ክሰራጨውን ብግንባር ቀደም ክሰርሑ ዘለዎም ንሳቶም ስለዝኾኑ። ይኹን እምበር ምሕብሓብን ምጥንካርን ኢኣኣ ናይ ኩሉ ተወላዲን ፈታዊ ኢሮብን ጉዳይ እዩ።
ዘለናዮ ኩነታት ህዝቢ ኢሮብን ጂኦ-ፖሎትካ ቐርኒ ኣፍርቃ ንዝከታተልን ንዝዐዘብን ጥንካሬ ኢኣኣ ውሕስና ህዝቢ ኢሮብ እዩ።
በዚ አጋጣሚ ንኩሎም ተወለድቲን ፈተውቲን ኢሮብ ከመሓላልፎ ዝደሊ መልእኽቲ፡
ዕላማታት፣ ተልኦኾን ራእይን ኢኣኣ ብዝግባእ ርእኹም ዝህልወኩም ሓሳባትን ሕቶታትን ብግልፅ ናብ ቅድሚት ብምውፃእ ብዝግባእ ንዛተየሉ፤ እዙይ ምስእንገብር ብ”እለን-በላ” ዝጠፍእ ሽም ኣይህሉን።
ናይ ህዝቢና ሓድነትን ኢሂን ሚህንን ዘየሕጉሶ ኢሮብ እንተሊዩ ተሓጋጊዝና ንምከር፤ ዋላ ሓደ ኢሮብ ንጎኒ ኣይንግደፍ። ህልውና ኢሮበታይ ኩሉ ግዘ ብሓደ እምበር ተነፃፅሉ ኣይኾውንን።
ንሕና ኢሮብ ብሓደ ወፍርና ኣብ ጦርነት ሜዳ ንዕወት፤ ብወፈራ ንተሓጋገዝ ንደጋገፍ እና፤ እቲ ዘሐዝን ግን ካብ ወፈራ መልስ ሓበራዊ ጠንካራ ውዳበታት (institutions) ናይ ምፍጣር ታርክ ብዙሕ የይብልናን። ስለዙይ እዙ ሓያልን በልሕን ህዝቢ ብፖሎትካዊ ርዕዮተ ዓለምን ግዘን ዘይተገደበ ዘመን ተሻጋሪ ሲቪላዊ ውዳበ ንኽንሃንፅ ንኢአአ ነጠናኽር።
መልእኽቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖለቲካ ውዳበታት ንትርከቡ ደቂ ኢሮብ፦
➤ ፖሎቲካዊ ውዳበታት ኩሉ ጊዘ ትሕቲ ህልውና ህዝብ ምዃኑ ፈልጥኹም ድሕነትን ሓድነትን ህዝቢ ኢሮብ ዝጎድእ ስራሕ ከይትሰርሑ ሓያል ጥንቃቄ ክትገብሩ ይግባእ
➤ ኣብ ሕድሕድ ዘለኹሙዎ ወዳበታት( ገዛኢ ኮነ ተወዳዳሪ) ጥቅሚ ናይ ዝወከልኩሙዎ ህዝቢ ክተኽብሩን ክትሕሉውን ይግባእ
➤ ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽ ድማ ኢሮብ ብምዃንኩም ጥራሕ ዝግበአኩም መሰል ከይጠሓስኩም ድምፂኹም ኮይኑ ንመሰልኩምን ንፍትሕኩምን ይቃለስ
ኣብ መወዳእታ፦
ብሰሜን ብደቡብ፣ ብምዕራብ ብምራቕ ምስዝነብሩ ጎረባብቲ ህዝቢታት፤ ህዝብ ኢሮብ እቱ ልሙድን ስሙሪን ፍቕርን ሰላምን ብዝለዓለ መንገዲ ንኽቅፅልን ንኸጠናክርን ኢኣኣ እጃሙ ክዋፃእ እዩ።
ጠንካራ ሲቪላዊ ውዳበ ህዝቢ ኢሮብ ንማንም ህዝቢ ስግኣት ክኸውን ኣይኽእልን፤ ሕብረትናን ሓድነትናን ንህላዌና እዩ።

%d bloggers like this: