Advertisements
IRROB.ORG

Home » News » Charity » Irob People Mourn for the Loss of Their Youth

Irob People Mourn for the Loss of Their Youth

EBC English Evening News

ANDM -Endurance & Renewal- London NOV 2016 (Source: Ethiopian Embassy-UK )

ወቅታዊው የኢትዮጵያ ሁኔታን ለመፍታት የተደረገ ጉባኤና ውይይት

Tigrai Tv: ወከልቲ ኣምሓራ ናብ ትግራይ መፂኦም ኣብ ጉዳይ ተጋሩ ተመዛበልቲ ጎንደር ዝገበርዎ ዘተ

Ethio-UK Relations London Oct 2016 (Ethiopian EmbassyUK)

ኢትዮጵያ ከእጃችን አምልጣለች ግብፅ (Ethiopia Prosperous)

Ethio-Somali’s in the UK defending Federalism

What The Extremist Opposition Diasporas Are Saying?

Tigrai Tv: ኢድ ኣእታውነት ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ

The following video reports are clear evidences how much Egypt is meddling in Ethiopia’s internal political affairs for her own interest in the waters of the Blue Nile. Ethiopia is not that stupid not to know her own internal and external enemies that are prepared to dismantle her history and national integrity! EGYPT, HANDS OFF ETHIOPIA!!!

BIBLICAL PROPHESY:
"A sword shall come on Egypt, and anguish shall be in Ethiopia, when the slain shall fall in Egypt; and they shall take away her multitude, and her foundations shall be broken down..." (Ezekiel 30:4).

The Grand Ethiopian Renaissance Dam (Videos)

Documentary – The Longest Dam In Africa – Tekeze

Africa’s largest Cross Tower erected in Adigrat, Tigray, Ethiopia

Pope Francis in Georgia – Visit to the Patriarch Ilia II

GIBE DAM III

PM Netanyahu Speaks Before the Ethiopian Parliament on July 7, 2016

Ethiopia elected to serve UN Security Council – HahuDaily News

New Hawzen Martyrs’ Memorial Technical School Built (Source: TV Tigrai)

Vociferous Eritreans Demonstrate in Geneva on June 23, 2016

Commission of Inquiry on Eritrea – Press Conference (Geneva, 8 June 2016)

#EBC አዲስ አበባ እየፈካች ያለች ውብ ከተማ !…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

#EBCየትምህርት ተደራሽነት እና ግንቦት 20…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

#EBCገፀ – በረከት…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

ምህዋር ……… የካቲት 19 2008 ዓ.ም

Selected Video News from Ethiopian Reporter TV (English)

amzn_assoc_ad_type = “link_enhancement_widget”;
amzn_assoc_tracking_id = “aidafocom-20“;
amzn_assoc_linkid = “22VU5MTGKJUPUDYX“;
amzn_assoc_placement = “”;
amzn_assoc_marketplace = “amazon”;
amzn_assoc_region = “US”;

http://span%20id=

How the 41st Anniversary of Lekatit 11 Was Celebrated in Washington DC (USA) (Source: Birhane Abay)

The New Ethiopia Part I & II (Walta)

Blind and hateful politics and racial/tribal bigotries of Ethiopian political movements won’t benefit Ethiopia… It would probably lead the country to another worse catastrophic political chaos and bloodshed like to the ones we had been witnessing in the neighboring Somalia and the South Sudan which had caused tremendous loss of lives and human sufferings for decades…! Ethiopia needs not ongoing wars and conflicts but rather political stability and economic and technological developments for its peoples that had suffered for so a longtime from a chronic poverty and developmental and technological backwardness!

Center for Strategic & International Studies Held Panel Discussions On Sustaining Ethiopia’s Progress in Health (Source: CSIS)

Diaspora Policy Panel – London Ethiopian Embassy 2016 (Source: Ethiopian EmbassyUK )

Tigray State Conference 2016 on Good Governance (Source: Tigrai TV)

Virtual Visit to Mekelle City, Tigray (Ethiopia) in 2015 (Source: tigray.net)

Tigrai People Convenes A Statewide Conference On Good Governance (January 2016)

Two Countries One Economy

Agame Cultural Song by Sofia

Discussion on the the outcome of the National Good Governance Study – Part 1 & 2 (Source: Ethiopian Embassy Washington D.C.)

Metec: The Jewel of Ethiopia (Source: Ben)

Vehicle industry flourishes in Ethiopia (Source: NTVUganda)

Addis Ababa launches modern urban rail service

Ethiopian Industrial Park – Ethio-Chinese Project (Source: (UTNA.Org)

Ethiopia — The development of residential areas in Addis Ababa

Ethiopian Development Endeavour-London 2015 (Source: Ethiopian Embassy UK)

Why Eritrea’s children are fleeing to Ethiopia?

Ethiopia in History Documentaries

Ethiopia Land of Tomorrow

Meskel Cultural Celebration in Irob

Mekelle The Northern Star

Video-Music Play about Rising Mekelle

Irob-Related Videos

Follow Blog via Email

Enter your email address to follow this blog and receive notifications of new posts by email.

Join 21 other subscribers

ናይ ሐዘን መግለጺ
ካብ ኢሮብ ዲያስፖራ ግሎባል ኮሚቴ

ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ

ኣጠቓሊልካ እንትረአ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ ሃገሮም ሓዲጎም እግሮም ናብዝመርሖም ምስዳድ እንካብ ዝጅምሩ ብርክት ዝበለ እዋናት ዘቑጸረ እኳ እንተኾነ ዝግበኦ ኣቓልቦ ክረክብ ዘይምኽኣሉ ርኡይን ግሁድን ሓቂ ምዃኑ ማንም ዝስሕቶ ኣይኮነን። ቅድም ክብል መናእሰያትና ቀይሕ ባሕርን ውቅያኖስ ህንዲን እናቋረጹ ኣወዳትን ኣዋልድን ብዘይፈሊ ናብ ሃገራት ኣዕራብ እዮም ዝስደዱ ነይሮም። ኣብ ሞንጎ እዙይ ብዝተፈላለይ ጊዜ ዝሳፈሩለን ጀልባታት እናጠሓላ ብዙሓት ወገናትና ቀለብ ፍጡራት ባሕሪ ኮይኖም ብምትራፎም ወለዲ ብሥነ ሥርዓት ሬሳ ውላዶም ተረኪቦም ናይ ምቕባር ዕድል ዘይምርካቦም ጥራሕ ዘይኮነስ መወቲ’ውን ሓመድ ኣዳም/ዓዶም ክለብሱ ኣይከኣሉን። 

እንካቡ ቀጺሉ ናብ ሃገረ እስራኤል ንምእታው እዙ ኹሉ በረኻታት እናቋረጹ ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣደዳ ብመልክዕ ሰብ ዝተፈጠሩ ባህሪያት እንስሳ ዘገዳም ዝተላበሱ ኣራዊታት ዝኾኑ ብዙሓት እዮም። እንካብኡ ቀጺሉ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንምኻድ ኣብ ዱራት ማእኸላይ ኣፍሪቃ ዝተረፉ ገዛ ይቑጸሮም። 

ዲሕሪ እዙ ኹሉ ከዓ ናብ ሃገረ ኤውሮጳ ንምስጋር እንካብ ሱዳን ጀሚሩ ክሳብ ሰሜናዊ ሊቢያ ደረት ባሕሪ መዲተራኒያን ዝብጻሕ ዘሎ ሃል ሃል ዝብል ሓዊ ሰሃራ ንምቁራጽ ብሰኣን ዝስተ ማይ፣ ብሃሩር ሰሃራ፣ ብጥሜትን ድኻምን ኣብ በረኻ ዝተረፉ ወገናትና መናእሰይ ቁጽሪ የብሉን። መንገዲ ኣብ ሳሃራ ከምቀሊል ገይሩ ዝርእዮ ከምዝህሉ ዘጠራጥር ኣይመስልን። ምኽንያቱ ከዓ፣ እዙኹሉ መንእሰይና ንቱ ኹነታት ዝተረደኦ እንተዝኸውን ንዙ መንገዲ ምሓሰቦ ነይሩ ንምባል ዝከኣል ኣይመስልን። እዙይ እናፈለጠ መንገዲ ሰሃራ ኪኸይድ እየ ኢሉ ዝሓሰብ ጢዒና ዘለዎ መንእሰይ ይነብር እዩ ኢልካ ምግማት ፍጹም ከብድ እዩ።

 ዝርከበሉ ቦታ ዝፈልጥ መራሒ እንተዘየሊዩካ ብዓይኒ ዝረአ ማይ ዝበሃል የለን። እቱ ዋና እዙ ኹሉ መንእሰይ ዘቋርጾ ዝሰፍሐ በረኻ ሳሃራ ኣብ ሊቢያ ዝርከብ እንትኸውን፣ ድሕሪ ምውጋድ መንግሥቲ ሙዓመር ጋዳፊ እታ ሃገር ንስሙ ምዕራባዊያን ኣፍልጦ ዝሃብዎ ብስም መንግሥቲ እንካብታ ሪእሰ ኸታማ ሃገር ዝኾነት ትሪፖሊ ወጻኢ ዝቆጻጸሮ ቦታ የብሉን። ነጭለባሳትን ናይ ቀደም ሰበ ሥልጣናትን ቁቁሸቶም ሒዞም ዝጣፈኡላ ዘለዉ ሃገር ኮይና እያ ተሪፋ። ሕግን ሥርዓትን ዝበሃል ፈራሪሱ እዩ።

 ህይወት ኣብ ኢዲ እቱ ዘሎኻሉ ከባቢ ዝቆጻጸር ሓያል እያ። ብዙ ምኽንያት’ውን እዩ ቁጽሪ ዘይብሉ መንእሰይ ኣፍሪቃ ኣብ በረኻ ሳሃራ ዝተረፈን ዝተርፍ ዘሎን። መናእሰያትና ግን ንቱ ህይወቱ ተቐዚፉ ኣብ ሑጻ ሳሃራ ዝተረፈ ዘይኮነ ዝሪኢ ዘሎ፣ ንቱ ዕደል ኣጋጢሙዎ ተዓዊቱ ኣብቱ ክበጽሖ ዝሓሰቦ ንዝበጸሐ እዩ ኾይኑ። ብምዃኑ ከዓ፣ ቐዳማይ ዕድመ ንእስነቱ ዘይጸገበ ክንደይ ውልቃውን ሃገራውን ሕልሚ ዝነበሮ መንእሰይ ሂወቱ ብኸንቱ ይጠፍእ ኣሎ። ካልኣይ ሃገርና ማእለያ ዘይብሉ ንሃገር ዝሃንጽ መንእሰይ ሲኢና ጠዋሪ ዘይብሎ ሽማግለታትን ሕጻናትን ሓቚፋ እያ እትቐሪ ዘላ። እዙይ እንትንብል እዞም መናእሰይ እዚኦም ኣብ በብዝኸድዎ እንካብ ዘጋጥሞም መዕገቲ ንምውጻእን ህይወቶም ንምውሓስን ክብሉ ወለዲ ዝኸፍልዎ ገንዘብን ዝኣትውዎ ዕዳን እንካብ ግምት ወጻኢ ብምግባር እዩ።

እዙይ ኩሉ ንኣዋርሕ ተጓዒዝካ ኣብ ሽበረኻ ሳሃራ ተወዲኡ ኣብ ገማግም ባሕሪ መዲተራኒያን ምስተበጽሐ ንዘይፈልጦ እቱ ዝኸፍአ ከምዝተሓለፈ ክቑጸር ንቡር እዩ። ይኹን እምበር፣ እቱ ዝስዕብ ምቊራጽ ባሕሪ መዲተራኒያን እቱ ዝኸፍአን ፈታንን ምዃኑ ኣብዞም ዝሓልፉ ዓመታት ብጋህዲ ተራእዩ ተመስኪሩ እዩ። ኣብቱ መጀመርያታት መንግሥታት ኤውሮጳ ሰብ ኣብ ባሕሪ ጢሒሉ ክመውት የብሉን ብምባል ዝመጻደቑሉ ዝነበሩ ቃል ብላዕሊ ናይ ይምሰል ዘረባውን ገዲፎምዎስ ምልሻታት ይኹኑ ወታደራት ሊቢያ ሰብ ከየሕልፉ ኣብ ባሕሪ ዝርከቡ እንተሊዮም’ውን ሊቢያ ክመልስዎም ባጀት መዲቦም የንቀሳቕስዎም ይርከቡ።

ኣብ ሞንጎ እዙይ እዩ እምበኣር በሓምለ 25-2019 ዓ ም ፈ እንካብ ሊቢያ ናብ ሰለስተ ሚኢቲ ሰባት ሒዘን ዘተልዓላ ኣናእሽቶይ ጀልባታት እንካብ ደረት ሊቢያ ተላዒለን ንሰለስተ ሰዓታት ምስተጓዓዘ ተገልቢጠን ናብ 150 ዝግመት መንእሰይ ኣብ ባሕሪ ጢሒሉ ዝተወደአ።

ኣብዙ መቕዘፍቲ እዙይ እዩ እምባኣር ቁጽሮም ገና ኣብ ምጽራይ ዝርከብ ልዕሊ 17 መናእሰይ ጎይዮም ዘይጸገቡ ደቂ ኢሮብ ሃሊቖም። ብመቕዘፍቲ እዞም መናእሰይ ዝተሰመዐና መሪር ሓዘን ብስም ኣብ ዳያስፖራ ዝርከቡ ተወለድቲ ኢሮብ እንትንገልጽ ንወለድን ቤተ ሰብን እዞም መናእሰይ ሓዘኖም ሓዘና፣ ብኽያቶም ብኽያትና፣ ጓሂኦም ጓሂና ምዃኑ እንካብ ልቢ ብምእማን እዩ። ስለዝኾነ’ውን ንዝተፈለዩና መንግሥተ-ሰማያት ንኹሎም ቤተ ሰብን ንሙሉእ ህዝቢ ኢሮብ፣ ከማኡ እውን ደቆምን ኣሕዋቶምን ንዝሓለቕዎም ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ምጽንናዕ ንምነ!

እንካብዙይ ብዝተረፈ ንኽልላዊ መንግሥት ትግራይ፣ ንውድብ ህወሓት፣ ንመራሕቲ ሃይማኖትን ሽማግለታት ዓዲን እዙ ብተደጋጋሚ እንርእዮ ዘለና ህልቀት ዝዕገተሉ መንገዲ ንኽዕገት ሎሚ ጽባሕ እንተይበሉ ክሰርሑሉ ንጽውዕ!

ንመናእሰይ ኢሮብን መናእሰይ ካልኦት ኢትዮጵያን እንካብዙ ብብጊዜኡ ዘጋጥም ዘሎ ሂልቂት ትምህርቲ ክወስዱን፣ ጸገም ዝሓልፍ ዕድመን ጢዕናን ምስዝህልወኩም ምዃኑን ብምርዳእ፣ እንካብዙ ናይ ሂልቂት መንገዲ ንኽትርሕቑ ንጽውዕ!

ንገንዘብ ክትብሉ ብህይወት ደቂ ሰባት እትጻወቱ ዘሎኹም ደለልቲ ሰብ ኣብ ህዝብና ዘብጻሕኩምዎ ስቓይን መከራን፣ ሞትን ሓዘንን፣ ከቢድ እዩ።

 ይኣክል! እዛ ጊዘ ምስሓለፈት እንኳይዶ ተናሲሕኩም ተነስሂኩም’ውን ኣብ ዘይትውጽእዎ ጸገማት ከምዘሎኹም ክትፈልጡን እንካዙ እኲይ ተግባርኩም ክትቁጠቡን ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ! 

ነሓሰ 2011 ዓ ም ግእዝ  

Image may contain: fire and night

Advertisements

%d bloggers like this: