Advertisements
IRROB.ORG

Home » News » Charity » ደቂ ቤት ትምህርቲ ልደታ-ማሪያም ዓሊተና

ደቂ ቤት ትምህርቲ ልደታ-ማሪያም ዓሊተና

EBC English Evening News

ANDM -Endurance & Renewal- London NOV 2016 (Source: Ethiopian Embassy-UK )

ወቅታዊው የኢትዮጵያ ሁኔታን ለመፍታት የተደረገ ጉባኤና ውይይት

Tigrai Tv: ወከልቲ ኣምሓራ ናብ ትግራይ መፂኦም ኣብ ጉዳይ ተጋሩ ተመዛበልቲ ጎንደር ዝገበርዎ ዘተ

Ethio-UK Relations London Oct 2016 (Ethiopian EmbassyUK)

ኢትዮጵያ ከእጃችን አምልጣለች ግብፅ (Ethiopia Prosperous)

Ethio-Somali’s in the UK defending Federalism

What The Extremist Opposition Diasporas Are Saying?

Tigrai Tv: ኢድ ኣእታውነት ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ

The following video reports are clear evidences how much Egypt is meddling in Ethiopia’s internal political affairs for her own interest in the waters of the Blue Nile. Ethiopia is not that stupid not to know her own internal and external enemies that are prepared to dismantle her history and national integrity! EGYPT, HANDS OFF ETHIOPIA!!!

BIBLICAL PROPHESY:
"A sword shall come on Egypt, and anguish shall be in Ethiopia, when the slain shall fall in Egypt; and they shall take away her multitude, and her foundations shall be broken down..." (Ezekiel 30:4).

The Grand Ethiopian Renaissance Dam (Videos)

Documentary – The Longest Dam In Africa – Tekeze

Africa’s largest Cross Tower erected in Adigrat, Tigray, Ethiopia

Pope Francis in Georgia – Visit to the Patriarch Ilia II

GIBE DAM III

PM Netanyahu Speaks Before the Ethiopian Parliament on July 7, 2016

Ethiopia elected to serve UN Security Council – HahuDaily News

New Hawzen Martyrs’ Memorial Technical School Built (Source: TV Tigrai)

Vociferous Eritreans Demonstrate in Geneva on June 23, 2016

Commission of Inquiry on Eritrea – Press Conference (Geneva, 8 June 2016)

#EBC አዲስ አበባ እየፈካች ያለች ውብ ከተማ !…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

#EBCየትምህርት ተደራሽነት እና ግንቦት 20…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

#EBCገፀ – በረከት…ግንቦት 13፡2008 ዓ.ም

ምህዋር ……… የካቲት 19 2008 ዓ.ም

Selected Video News from Ethiopian Reporter TV (English)

amzn_assoc_ad_type = “link_enhancement_widget”;
amzn_assoc_tracking_id = “aidafocom-20“;
amzn_assoc_linkid = “22VU5MTGKJUPUDYX“;
amzn_assoc_placement = “”;
amzn_assoc_marketplace = “amazon”;
amzn_assoc_region = “US”;

http://span%20id=

How the 41st Anniversary of Lekatit 11 Was Celebrated in Washington DC (USA) (Source: Birhane Abay)

The New Ethiopia Part I & II (Walta)

Blind and hateful politics and racial/tribal bigotries of Ethiopian political movements won’t benefit Ethiopia… It would probably lead the country to another worse catastrophic political chaos and bloodshed like to the ones we had been witnessing in the neighboring Somalia and the South Sudan which had caused tremendous loss of lives and human sufferings for decades…! Ethiopia needs not ongoing wars and conflicts but rather political stability and economic and technological developments for its peoples that had suffered for so a longtime from a chronic poverty and developmental and technological backwardness!

Center for Strategic & International Studies Held Panel Discussions On Sustaining Ethiopia’s Progress in Health (Source: CSIS)

Diaspora Policy Panel – London Ethiopian Embassy 2016 (Source: Ethiopian EmbassyUK )

Tigray State Conference 2016 on Good Governance (Source: Tigrai TV)

Virtual Visit to Mekelle City, Tigray (Ethiopia) in 2015 (Source: tigray.net)

Tigrai People Convenes A Statewide Conference On Good Governance (January 2016)

Two Countries One Economy

Agame Cultural Song by Sofia

Discussion on the the outcome of the National Good Governance Study – Part 1 & 2 (Source: Ethiopian Embassy Washington D.C.)

Metec: The Jewel of Ethiopia (Source: Ben)

Vehicle industry flourishes in Ethiopia (Source: NTVUganda)

Addis Ababa launches modern urban rail service

Ethiopian Industrial Park – Ethio-Chinese Project (Source: (UTNA.Org)

Ethiopia — The development of residential areas in Addis Ababa

Ethiopian Development Endeavour-London 2015 (Source: Ethiopian Embassy UK)

Why Eritrea’s children are fleeing to Ethiopia?

Ethiopia in History Documentaries

Ethiopia Land of Tomorrow

Meskel Cultural Celebration in Irob

Mekelle The Northern Star

Video-Music Play about Rising Mekelle

Irob-Related Videos

Follow Blog via Email

Enter your email address to follow this blog and receive notifications of new posts by email.

Join 22 other subscribers

ደቂ ቤት ትምህርቲ ልደታ-ማሪያም ዓሊተናን ፈተውቱን ኣብ ዘሎኹም ሃሊኹም

እዙ ሓፅር መልእኽቲ ብዛዕባ ህልው ኩነታት እቱ ብመንፈስን ብስጋን ኮስኲሱ ዘዕበየና ቤት-ትምህርቲ ልደታ-ማሪያም ዓሊተና ክፅሕፍ ከሎኹ ኩልኻትኩም ፍረ-ልደታን ፈተውታን ዝኮንኩም ትሕዝቶኡ ብህድኣት ኣንብብኩምን ተረድእኩምን ምላሽ ከምእትህቡሉ ብልቢ ብምትእምማን እየ ። ኩልኻትኩም ከምእትፈልጡዎ ቤት-ትምህርቲ ልደታ-ማሪያም ዓሊተና ኣብ እትዮጵያ ንፈለማ ግዘ ዘመናዊ ትምህርቲ ዝተጀመረሉን ናይ ባዕሉ ነዊሕን ፍሉይን ታሪክ ዘለዎ ቤት-ትምህርቲ እንትኸውን ብዙሓት ብደረጃ ዓለም ዝፍለጡ ልቃውንቲ ዘፍረየ ቤት-ትምህርቲ እዩ።

እዙይ ከምዙይ እሉ እናሃለወ ግን ሎሚ ምልስ እልና እንተርእናዮ ብሓቂ ኣብ ዘሐዝን ደረጃ ንረኽቦ ። ብሓፅሩ ብዕድመን ብታሪክን ቀዳማይ ብደቁ ከዓ ሃብታም እናሃለወ እንካብ ኩለን ኣቢያተ-ትምህርቲ ንድሕሪት ዝተረፈን ድኻን ኮይኑ ንረኽቦ ።

ዝኸበራትኩም ኣሕዋተይን ኣሓተይን ንዙይ ምክንያቱ እንታይኮን ይኸውን እለ እንተሓሰብኩ መልሲ ክረክበሉ ኣይከኣልኩን። የግዳ ባዕለይ መልሲ ክደልየሉ ኣለኒ እለ ሓሰሲበ።

ምናልባት መብዛሕትኹም ከምእትፈልጡዎ ኣነ ኣብቲ ቤት-ትምህርቲ 8 ዓመት ተማህረሉ መዓረ 12 ዓመት ከዓ ከም መምህርን ኣመሓዳሪን ኮይነ ስለዝሰራሕኩሉ ምናልባት ዚያዳ ዝክሪን ኣፍልጦ ኩነታቱን ከምዘለኒ ኮይኑ ይስማዓኒ።

ኣነ ሐዚ ንሰለስተ ዓመት ዝኣክል ብቤተክርስቲያን ተላእኸ ኣብ ዓዲ ሆላንድ(Netherlands) ቆሞስ ናይ ሓንቲ ቁምስና ኮይነ እናገልገልኩ እርከብ ብጎናጎኒ ከዓ ንምእመናን ካቶሊካዊያን ካብ እትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ሆላንድ እሕግዝ።

እምበኣርከስ ኣብዚ ዘሎኩሉ ዓዲ ንዙ ብመንፈስን ብስጋን ኮስኲሱ ዘዕበየኒ ቤት-ትምህርቲ ልደታ ማሪይም እንታኮን ክገብር ምከኣልኩ እለ ሓሰብኩ። ሓደ መዓልቲ ኣብዛ ዝሰርሐላ ቁምስና ንዝተወሰኑ ሰባት ብዛዕባ ኩነታት ቤት-ትምህርቲ ልደታ ማሪያም ኣፃወትኩዎም ብኡ ብኡ ከዓ ሓደ ግዘ ምሳይ ከይዶም እቲ ቤት-ትምህርቲ ብዓይኖም ክርእዩ ሓተትኩዎም። ንሳቶም ከዓ ፍቓዶም ኮይኑ ዓሚ (2016) ኣብ ጥቅምቲ ዝተወሰኑ ሰባት ምሳይ ናብ ዓሊተና ከዱ። ኩነታት እቲ ቤት ትምህርቲ ምስረኣዩ ከዓ ብጣዕሚ ሓዝኖም። 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እናሃለወ እኩል ቤተ-መፃሕፍቲ፣ ቤተ-ፈተነ የብሉን፣ ኣብ ሽንቲ-ቤት ማይ የለን፣ ቤት-ትምህርቲ ሓፁር የብሉን። ብኩላኩሉ ደረጃኡ ብሓቂ ትሑት ምኲኑ ተዓዝብና።

ምስተመለስና ካልኦት ጎረባብቲ ቁምስናታትን ሰብ ፅቡቕ ድላይን ኣተሓባብርና ቁሩብ ገንዘብ እተኣካክብና። ኣብዙይ ብፍላይ ከይኣመስገንኩወን ክሓልፍ ዘይደሊ ግዱሳት ደቂ-ኣንስትዮ ከባቢ ዓሊተናን ኣዕሩክተንን ኣብ ሆላንድ ባዕለን ብገንዘበን ናይ ሃገርና ምግቢ ብምድላው ገንዘብ ኣብ ምትእክካብ ዓብዪ ኣበርክቶ ገይረን እየን። ኩላኩሉ ሓደ 50.000.00 ዩሮ ዝኸውን ኣተኣኻኽብና ።እቲ ገንዘብ ብህፁፅ ልእኽና ሓደ ሓደ ኣገደስቲ ነገራት ከምዝመዓራረዩ ንገብር ኣለና። ንኣብነት ሽንቲ ቤት ተመዓራሪዩ ማይ ከምዝኣትዎ፣ ንቤተ-ፈተነን ንመፃሕፍቲ-ቤት ዝኾና ክልተ ዕብይ ዝበላ ክፍልታት፣ ከምኡውን ሓፁር ቤት ትምህርቲ።

ቀንዲ መልእክተይ እምበእር እዙይ ኣነ ብዓቅመይ ዝከኣልኩዎን ብጣዕሚ ውሱን ዝኾነ ነገር ግን መራኸብን መተኣካከቢ ይኮነልና እል ዝሓሰብኩዎ ስለዝኾነ እዙ ዘዕበየናን እንፈትዎ ቤት ትምህርቲ ልደታ ማሪያም ዓሊተና ደረጃ ዝሓለወን ንዝቅፅሉ ደቅናን ኣሕዋትናን ግቡእ ግልጋሎት ዝህብ ንምግባር ዝከኣልናዮ ፤ መፅሐፍ ዝከኣለ፣ ኮምፒውተር ዝከኣለ፣ ወንበር ዝከኣለ ገንዘብ ዝከኣለ ኮታስ ንቤት-ትምህርቲ ይጠቅም እልና እንሓስቦ ዝኾነ ይኩን ነገር ክነበርክተሉን ክነጠናክሮን ሓደራ ንምባል እዩ ። ኣነ ኩሉ ግዜ ዝዝክሮን ፈፂመ ዘይርስዖን ሓደ ነገር ኣለኒ።

ኣብ ቤት-ትምህርቲ ልደታ ማሪያም መምህር ኮይነ ዝሰራሕኩለን ዓመታት ከምኡውን ቅድመይ ብልማድ ኣብ ዓመት 2 ግዜ ናይ ቤት ትምህርቲ በዓል ይክበር ነይሩ.። እቲ 1ይን ቀንዲ ዓመታዊ በዓል ቤት ትምህርቲ ታሕሳስ ሰለስተ ተባህሉ ዝፅዋዕን በብዓመቱ ተምሃሮ ብዓብዪ ሃንቀውታ ዝፅበዩዎ ዝነበሩ በዓል እዩ። እቲ 2ይ ከዓ ኣብ መወዳእታ ዓመት ከም መዛዘሚ ዓመት ዝበዓል በዓል እዩ ነይሩ ። ኣብዘን በዓላት ተምሃሮ ገንዘብ ኣዋፅኦም ኣብዑር ከይተረፈ ብምሕራድ ዓብዪ በዓል ኣዳልዮም ወለዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምምሕዳር መንግስቲ ናይቱ ከባቢ ብምዕዳም ብጣዕሚ መምሃሪን ሃናፃይን ዝኾነ ፕሮግራም (ብድራማ፣ ብግጥሚ፣ ብሙዝቃ ወዘተ) የዳልዉ ነይሮም ።

በብዓመት ትምህርቶም ኣብኡ ወድኦም ናብ ካልእ ዓዲን ቤት ትምህርቲን ዝኸዱ ተምሃሮ ከዓ ኣብ ዝኾነ ኮይኖም ናይ ሰላምታ መልእኽቲን ዝኾነ ህያባትን ይልእኩሞ ኣብቲ በዓል ተገልፁ ይውፈ ነይሩ ።

እምበእር ሽዑ ተምሃሮ ኮይንኩም ትዝክሩዎ ዝነበርኩም ቤት-ትምህርትኹም ሎሚ ዓቢኹም ምናልባት ከዓ ስራሕ ሕዝኩም ኣብ እተፈላለየ ደረጃ ዝበፃሕኩሙሉ ግዘ ዚያዳ ከምእትዝክሩዎ ከምእትሕግዙዎን ምንም ጥርጥር የብለይን።

ካልኦት ቅድም እልኩም ብቱ ቤት ትምህርቲ ዝሓለፍኩም ወለድናን ኣሕዋትናን ከምኡውን ፈተውቲ ልደታ ኩልካትኩም ንኣና ንዳሕረዎት ወለዶ ብምምካርን ብምትሕብባርን እዙ ቤት ትምህርቲ ንምጥንካር ዝለዓለ ግደ ከምእትፃወቱ እምነተይ ምሉእ እዩ።

ኣብዙ ዝሓለፈ መስከረም ዕረፍቲ ከይደ ከሎኹ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዙ ሓሳብ ዘካፈልኩዎም ዝተወሰኑ መንእሰያት ድሮ ካልኦት ብፆቶም ኣተሓባብሮም መዓረ 13 ኮምፒውተር ፣ 1 መባዘሒት ማሺን(photocopier) ከምኡውን 1 printer ገዝኦም ከወፊዩ ተዳሊዮም ኣለዉ። ኣብ መላእ እትዮጵያ ከዓ ኩሉ እእጃሙ ከውፊ ንምትሕብባር ምንቅስቃስ ጀሚሮም ኣለዉ። ንስኻትኩምውን ኣብ ዘሎኹም ሃሊኹም ብምትሕብባር እጃምኩም ክተወፊዩ ሓደራ እብል።

ምናልባት ብዛዕባ እዙ ምንቅስቃስ ንፁር ወይ ከዓ ተወሳኪ ሓበሬታ ዝደሊ እንተሃሊዩ ብዙ ዝስዕብ ኣድራሻን ስልክን ክረኽበኒ ይኽእል እዩ።

ኣባ ተስፋይ ዝግታ

ቁ.ስልኪ 0031 685340570

Viber, messenger, watsapp, imo እጥቀም እየ።

e-mail address: atezigta@gmail.com

Home address፡
Voorhaven 126
1135 BV Edam
Netherlands

ልደታና ንምጥንካ ኩልና ንረባረብ!

እግዚአብሔር ኣብ ዘዘለናዮ ይሓልወና እንገብሮ ምንቅስቃስ ኩሉ ከዓ ይባርከልና።

ሓውኩም ኣባ ተስፋይ ዝግታ

Advertisements

%d bloggers like this: